ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ሚያዝያ ገጽ 6
  • የሱስ፡ ሞይቶም ንዘለዉ ፍቑራትና ኼተንስኦም ስልጣን ኣለዎ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሱስ፡ ሞይቶም ንዘለዉ ፍቑራትና ኼተንስኦም ስልጣን ኣለዎ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ሓውኪ ኺትንስእ እዩ”!
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
  • ትንሳኤ የሱስ ብኸመይ ይጸልወና፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
  • “ኣብ ኣምላኽ ተስፋ ኣሎኒ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
  • ትንሳኤ—ንዓኻውን ዚትንክፈካ ትምህርቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2005
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ሚያዝያ ገጽ 6
የሱስ ንጓል ያኢሮስ የተንስኣ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ማርቆስ 5–6

የሱስ፡ ሞይቶም ንዘለዉ ፍቑራትና ኼተንስኦም ስልጣን ኣለዎ

5:38-42

  • ሓንቲ ኣደ ኣብ መቓብር ጓላ ዀይና ትበክን ብዛዕባ ትንሳኤ ጓላ ተስተንትንን

    እነፍቅሮ ሰብና ምስ ሞተና፡ ሓዘን እንተ ተሰምዓና፡ ኣብ ትንሳኤ እምነት ከም ዘይብልና ዜርኢ ኣይኰነን (ዘፍ 23:2)

  • ነቲ ብዛዕባ ትንሳኤ ዚገልጽ ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ ምስ እነስተንትነሉ፡ ኣብ ተስፋ ትንሳኤ ዘሎና እምነት ይዓቢ

ኣብ ትንሳኤ ንመን ክትቅበል ኢኻ ብሃንቀውታ እትጽበ፧

እተፍቅሮ ሰብ ካብ ሞት ተንሲኡ ኽትረኽቦ ኸለኻ ኣብ ኣእምሮኻ ብኸመይ ትስእሎ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ