ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 መስከረም ገጽ 2
  • የሱስ ናይ መጀመርታ ተኣምር ገበረ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሱስ ናይ መጀመርታ ተኣምር ገበረ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ቅዱሳት ኩኑ”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • የሆዋ ኣብ ምድሪ ህይወት ፈጠረ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • “ሓጢኣትካ ተሓዲጉልካ”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ኣብ ቀረባ ግዜ ዚፍጸም ተኣምራት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 መስከረም ገጽ 2

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዮሃንስ 1-2

የሱስ ናይ መጀመርታ ተኣምር ገበረ

2:1-11

እቲ የሱስ ዝፈጸሞ ናይ መጀመርታ ተኣምር ብዛዕባ ባህርያቱ ይነግረና እዩ። እዚ ጸብጻብ መጽሓፍ ቅዱስ እዚ፡ ብዛዕባ እዚ ዚስዕብ ነገራት ዚምህረና ብኸመይ እዩ፧

  • የሱስ ብዛዕባ ተድላ ሚዛናዊ ኣረኣእያ ኸም ዝነበሮ፡ ህይወት ዚፈቱን ምስ ፈተውቱ ጽቡቕ ግዜ ዜሕልፍን ድማ ከም ዝነበረ

  • የሱስ ብዛዕባ ስምዒት ሰባት ይግደስ ከም ዝነበረ

  • የሱስ ለጋስ ከም ዝነበረ

የሱስ ነቲ ኣጋንእ ማይ ኪመልእዎ ይእዝዞም፣ እቲ ኣቦ ዳስ ነቲ ወይኒ ይጥዕሞ እሞ ድሕሪኡ ነቲ መርዓዊ ስለቲ ጽቡቕ ወይኒ ሓጐሱ ይገልጸሉ
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ