ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ጥቅምቲ ገጽ 5
  • “ኣርኣያ ሂበኩም ኣለኹ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ኣርኣያ ሂበኩም ኣለኹ”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • እቲ ዝዓበየ ሰብኣይ ትሕትና ዝመልኦ ኣገልግሎት ፈጸመ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1999
  • የሱስ ኣርኣያ ትሕትና ሃበ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • ናይ ሓቂ ትሕትና ኣማዕብል
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2005
  • “ትሑት ዝልቡ . . . እየ”
    “ንዓ እውን ሰዓብየይ ኩን”
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ጥቅምቲ ገጽ 5
የሱስ ኣእጋር ሃዋርያቱ ይሓጽብ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዮሃንስ 13-14

“ኣርኣያ ሂበኩም ኣለኹ”

13:5, 12-15

የሱስ ንሃዋርያቱ ኣእጋሮም ብምሕጻብ ትሑታት ኪዀኑን ኣብ ክንዲ ኣሕዋቶም ትሑት ስራሕ ኪፍጽሙን ምሂርዎም እዩ።

ኣብ ትሕቲ እዚ ዚስዕብ ኵነታት፡ ትሕትና ኸርኢ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧

  • ክልተ ኣሓት ይቋየቋ

    ባእሲ ወይ ዘይምስምማዕ ምስ ዜጋጥም

  • ሓደ ሓው ንኻልእ ሓው ይመኽሮ

    ምኽሪ ወይ መአረምታ ምስ ዚውሃበኒ

  • ኣሕዋትን ኣሓትን ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ የጽርዩ

    ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ፡ ምጽራይን ምጽጋንን ምስ ዜድልዮ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ