ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ጥቅምቲ ገጽ 8
  • ናይ ሓቂ ክርስትያናት ብፍቕሪ ይልለዩ—ብሓቂ ተሓጐስ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ናይ ሓቂ ክርስትያናት ብፍቕሪ ይልለዩ—ብሓቂ ተሓጐስ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ፍቕሪ . . . ብዓመጻ ኣይትሕጐስን”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ብየሆዋ ተሓጐሱ!
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1994
  • ብሓባር ንተሓጐስ!
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ህዝቢ የሆዋ ‘ኻብ ዓመጻ ይርሕቑ’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ጥቅምቲ ገጽ 8

ክርስትያናዊ ህይወት

ናይ ሓቂ ክርስትያናት ብፍቕሪ ይልለዩ—ብሓቂ ተሓጐስ

ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ ንየሱስ ብምምሳል ብዛዕባ ዕላማ ኣምላኽ እቲ ሓቂ ኽንምስክር ኣሎና። (ዮሃ 18:37) ብዘይካዚ፡ ኣብዛ ብሓሶትን ብዓመጻን ዝመልአት ዓለም እናነበርና እውን ከይተረፈ፡ ብሓቂ ኽንሕጐስን ሓቂ ኽንዛረብን ሓቂ ዘበለ ኽንሓስብን ኣሎና።—1ቈረ 13:6፣ ፊል 4:8።

እንታይ ክትገብር ኣሎካ፧

  • ሕሜት ከይትሰምዕን ከይትነዝሕን ቈራጽነት ግበር።—1ተሰ 4:11

  • ካልኦት ብዜጋጥሞም ሕማቕ ነገር ኣይትተሓጐስ

  • ብኣወንታውን ብዜተባብዕን ነገራት ባህ ይበልካ

ነታ ‘ንሓድሕድኩም ፍቕሪ ትሃሉኹም’—ብዓመጻ ዘይኰነስ፡ ብሓቂ ተሓጐስ ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ደቢ “ብዓመጻ” እተሓጐሰት ብኸመይ እያ፧

  • ኣሊስ ነቲ ምስ ደቢ ዝገበረቶ ዝርርብ ናብ ኣወንታዊ ኸም ዜምርሕ ዝገበረት ብኸመይ እያ፧

  • ክንዛረበሉ እንኽእል ገለ ጽቡቕ ነገራት እንታይ እዩ፧

ኣሊስ ንደቢ ትዛረባ

ብዓመጻ ዘይኰነስ፡ ብሓቂ ተሓጐስ

ንምስትንታን ዚኸውን ኣብነታት መጽሓፍ ቅዱስ፦ ሎጥ ብተግባራት ዓመጻ እቶም ኣብ ሶዶምን ጎመራን ዚነብሩ ዝነበሩ ሰባት ይስቀ ነበረ።—2ጴጥ 2:8።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፦ ‘ብዓመጻ ዘይኰነስ፡ ብሓቂ ኸም ዝሕጐስ ብኸመይ ከርኢ እኽእል፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ