ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ግብሪ ሃዋርያት 17-18
ኣብ ምስባኽን ምምሃርን ንሃዋርያ ጳውሎስ ምሰሎ
ንኣብነት ሃዋርያ ጳውሎስ ክንቀድሖ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧
ምስ ሰባት ክንዘራረብ ከለና ቕዱሳት ጽሑፋት ብምጥቃምን ኣቀራርባና ንሰማዕትና ኸም ዚኸውን ብምግባርን
ሰባት ኣብ ዚርከቡሉ ቦታን ግዜን ብምስባኽ
ዜሰማምዓና ነጥብታት ምእንቲ ኽንረክብ፡ ንእምነት ካልኦት ብዘይምንቃፍ
ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።
እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።