ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ለካቲት ገጽ 2
  • ንሕልናኻ ብቐጻሊ ኣሰልጥኖ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንሕልናኻ ብቐጻሊ ኣሰልጥኖ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ከመይ ጌርካ ኢኻ ሰናይ ሕልና ኽትዕቅብ እትኽእል፧
    “ንርእስኹም ብፍቕሪ ኣምላኽ ሓልውዋ”
  • ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ሰናይ ሕልና ይሃሉኻ
    ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ብኸመይ ትጸንዕ፧
  • ንሕልናኻ ብሕግታትን ብስርዓታትን ኣምላኽ ኣሰልጥኖ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
  • ልቢ ስጋ ድዩ ዘሎካ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ለካቲት ገጽ 2

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሮሜ 1-3

ንሕልናኻ ብቐጻሊ ኣሰልጥኖ

ሓደ ሓው ብሕታዊ መጽናዕቲ እናገበረ ኸሎ የስተንትን

2:14, 15

ሕልናና ብግቡእ ምእንቲ ኺመርሓና እንታይ ክንገብር ኣሎና፧

  1. ብመሰረት ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ከነስልጥኖ

  2. ነቲ መሰረታዊ ስርዓታት ኬዘክረና ኸሎ ኽንሰምዖ

  3. ንጽልዋ ዘይፍጹም ስጋና ምእንቲ ኸነሰንፍ፡ ብጸሎት ሓገዝ መንፈስ ቅዱስ ክንሓትት።—ሮሜ 9:1

ኣብዚ ዚስዕብ መዳያት ነየናይ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ እየ ኽሓስበሉ ዘሎኒ፧

  • መጻምድቲ፡ ኣልኮላዊ መሰተ ኻብ ምስታይ ይቍጠቡ

    ኣልኮላዊ መስተ ንምስታይ ወይ ንዘይምስታይ ክውስን ከለኹ

  • ሓንቲ መንእሰይ ሓብቲ ኽዳን ትመርጽ

    ኣከዳድናይን ኣመለኻኽዓይን ክመርጽ ከለኹ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ