ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ለካቲት ገጽ 4
  • “ኣምላኽ ንፍቕሩ የርእየና ኣሎ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ኣምላኽ ንፍቕሩ የርእየና ኣሎ”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • በጃ—“ፍጹም ውህበት” ኣቦ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
  • እቲ ኻብ ኵሉ ዝበለጸ ውህበት ኣምላኽ ዝዀነ በጃ
    መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧
  • በጃ—ብሉጽ ውህበት ኣምላኽ
    መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧
  • ወትሩ ነቲ በጃ ኣማስወሉ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ለካቲት ገጽ 4

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሮሜ 4-6

“ኣምላኽ ንፍቕሩ . . . የርእየና ኣሎ”

5:8, 18, 21

እቲ ውህበት የሆዋ ዝዀነ በጃ፡ ንስም የሆዋ ኻብ ነቐፋ ናጻ ይገብርን ንልዑላውነት የሆዋ የረጋግጽን እዩ። ብዘይካዚ፡ እቲ በጃ ኣብዚ ግዜ እዚ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ብጽድቂ ኽንመላለስ የኽእለና፣ ንዅሎም እዙዛት ደቂ ሰብ ድማ ዜሐጕስ መጻኢ ኸም ዚህልዎም ይገብር እዩ።

ነቲ ውህበት በጃ ዘሎና ሞሳ ኸነርኢ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

  • ሓደ ሰብኣይ ይጥመቕ

    ርእስና ወፊና ምጥማቕና ኣብቲ በጃ እምነት ከም ዘሎናን ናይ የሆዋ ኽንከውን ድሌት ከም ዘሎናን ይገልጽ

  • ክልተ ኣሕዋት ብስራት ይሰብኩ

    ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ምስባኽና ነታ የሆዋ ንዅሎም ዓይነት ሰባት ዘላቶ ፍቕሪ ኸም ዝቐዳሕናያ የርኢ።—ማቴ 22:39፣ ዮሃ 3:16

ንየሆዋ ስለቲ ውህበት በጃ ሞሳይ ከርኢ ዝኽእል በየናይ ካልእ መገድታት እየ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ