ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ሰነ ገጽ 4
  • የሆዋ ብዛዕባ እዚ እንታይ ኣረኣእያ ኣለዎ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ብዛዕባ እዚ እንታይ ኣረኣእያ ኣለዎ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ከመይ ጌርካ ብሕታዊ ውሳነታት ትገብር፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
  • ጽቡቕ ውሳነታት ብኸመይ ትገብር፧
    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!—ኣሳታፊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
  • ብመሰረታዊ ስርዓታት ኣምላኽ ተመላለስ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2002
  • ብእምነት ጥበባዊ ውሳነ ግበር
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ሰነ ገጽ 4

ክርስትያናዊ ህይወት

የሆዋ ብዛዕባ እዚ እንታይ ኣረኣእያ ኣለዎ፧

ንእሽቶ ወይ ዓብዪ ውሳነ ቕድሚ ምግባርና፡ ‘የሆዋ ብዛዕባ እዚ እንታይ ኣረኣእያ ኣለዎ፧’ ኢልና ንርእስና ንሓትት ዲና፧ ንሓሳብ የሆዋ ምሉእ ብምሉእ ዘይንፈልጦ እኳ እንተ ዀንና፡ “ንሰናይ ግብሪ ዘበለ” ብቑዓት ምእንቲ ኽንከውን ግና ኣብ ቃሉ ገሊጹልና ኣሎ። (2ጢሞ 3:16, 17፣ ሮሜ 11:33, 34) የሱስ ፍቓድ የሆዋ እንታይ ምዃኑ ብንጹር ኣስተውዒሉን ኣብ ህይወቱ ቐዳምነት ሂብዎን እዩ። (ዮሃ 4:34) ኣብነት የሱስ ብምስዓብ፡ ንየሆዋ ዜሐጕስ ውሳነ ንምግባር ዚከኣለና ዘበለ ንግበር።—ዮሃ 8:28, 29፣ ኤፌ 5:15-17።

ነታ ፍቓድ የሆዋ ብቐጻሊ ኣስተውዕሉ (ዘሌ 19:18) ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ንስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ህይወትና ኽንትግብሮ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧

  • እንታይ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ እዩ ንናይ ሙዚቃ ምርጫና ኺጸልዎ ዘለዎ፧

  • እንታይ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ እዩ ንኣከዳድናናን ንኣመለኻኽዓናን ኪጸልዎ ዘለዎ፧

  • ንስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ምንታይ ካልእ መዳያት ህይወትና ኢና ኣብ ግብሪ ኸነውዕሎ ዘሎና፧

  • ነቲ ፍቓድ የሆዋ ኸነስተውዕል ዘሎና ኽእለት ከነመሓይሾ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

እተፈላለየ ዝዓልየቶም መንእሰያት ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ በብዓይነቱ ኽዳውንቲ ተኸዲኖም ስእሊ ይሰኣሉ

ውሳነታተይ ብዛዕባ እቲ ምስ የሆዋ ዘሎኒ ርክብ እንታይ ይሕብር፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ