ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ነሓሰ ገጽ 2
  • “ኣምላኽ . . . መንፈስ ፍርሂ ኣይሃበናን”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ኣምላኽ . . . መንፈስ ፍርሂ ኣይሃበናን”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ጢሞቴዎስ ‘ብእምነት ናይ ሓቂ ውሉድ’
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1999
  • ንቓል ሓቂ ብቕኑዕ ከነማቕል ክሕግዘና ዝኽእል እንታይ እዩ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2003
  • ‘ጽንዑ: ትብዑ!’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2003
  • “ካብ ዓለም ኣይኰንኩምን”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ነሓሰ ገጽ 2

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | 2 ጢሞቴዎስ 1-4

“ኣምላኽ . . . መንፈስ ፍርሂ ኣይሃበናን”

1:7, 8

ጢሞቴዎስ ካብ ጥቕላል ናይ ሃዋርያ ጳውሎስ የንብብ

ካብቲ ሃዋርያ ጳውሎስ ንጢሞቴዎስ ብድራኸ መንፈስ ዝጸሓፈሉ ቓላት፡ ብርታዐ ኽንረክብ ንኽእል ኢና። ‘መከራ ኼጽግበና’ ዚኽእል እውን እንተ ዀነ፡ በቲ ብስራት ኣብ ክንዲ እንሓፍር፡ ንእምነትና ምእንቲ ኽንጣበቐላ ብትብዓት ክንዛረብ ኣሎና።

ኣብ ከመይ ዝበለ ዅነታት እየ ትብዓት ከርኢ ዜድልየኒ፧

ናይ የሆዋ ምስክር ዝዀነት ሓንቲ መንእሰይ ሓብቲ ነታ ዘ ኦርጅን ኦቭ ላይፍ (መበቈል ህይወት) ዘርእስታ ብሮሹር ንደቂ ኽፍላን ንመምህራን ተርእዮም፣ ሓንቲ ሓብቲ፡ ኣብ ቦታ ስራሓ ንዘሎ ኦም በዓል ልደት ምጽብባቕ ትኣቢ፣ ሓደ ሓው ኣብ ቦታ ስራሑ ይምስክር
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ