ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ለካቲት ገጽ 2
  • ንዓኻ እውን ዚጸልወካ ኺዳን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንዓኻ እውን ዚጸልወካ ኺዳን
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ: ኣምላኽ ቃል ኪዳናት ኢዩ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1998
  • በቲ ሓድሽ ኪዳን ኣቢሉ እተረኽበ ዓበይቲ በረኸታት
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1998
  • “መንግስቲ ኻህናት” ክትኰኑ ኢኹም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
  • ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ፡ ድልድልቲ እምነት ትሃሉኻ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ለካቲት ገጽ 2
ኣብርሃም ናብቲ ብኸዋኽብቲ ዝመልአ ሰማይ ይጥምት።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘፍጥረት 12-14

ንዓኻ እውን ዚጸልወካ ኺዳን

12:1-3፣ 13:14-17

  • እቲ የሆዋ ምስ ኣብርሃም ዝኣተዎ ኺዳን ንመንግስተ ሰማያት ሕጋዊ መሰረት ዜቕውም እዩ ነይሩ

  • እዚ ኺዳን እዚ፡ ብ1943 ቅ.ክ. ማለት፡ ኣብርሃም ንፈለግ ኤፍራጥስ ተሳጊሩ ናብ ከነኣን ኣብ እተጓዕዘሉ እዋን እዩ ኺዓዪ ጀሚሩ ኪኸውን ዘለዎ

  • እዚ ኺዳን እዚ፡ መሲሓዊት መንግስቲ ኣምላኽ ንዅሎም ጸላእቲ ኽሳዕ እተጥፍኦም፡ ኵሎም ዓሌታት ምድሪ ኸኣ ክሳዕ ዚባረኹ ኪቕጽል እዩ

የሆዋ ንኣብርሃም ስለታ ዓባይ እምነቱ ባረኾ። ኣብቲ የሆዋ ዘተስፈዎ ተስፋታት እምነት እንተ ኣርኢና፡ ብመሰረት እቲ ንኣብርሃም እተኣትወሉ ኺዳን እንታይ በረኸት ኢና እንረክብ፧

ኣብርሃምን ቤተ ሰቡን በታ ኣብ ከነኣን እትርከብ ቍሸት ኣቢሎም ይሓልፉ።
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ