ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ለካቲት ገጽ 4
  • የሆዋ ንስም ኣብራምን ሳራይን ዝቐየሮ ስለምንታይ እዩ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ንስም ኣብራምን ሳራይን ዝቐየሮ ስለምንታይ እዩ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ከም ናይ ኣብርሃም ዝዓይነታ እምነት ትሃልኻ!
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2001
  • ‘ኣቦ ዅሎም እቶም ዚኣምኑ’
    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ
  • ኣብርሃም—ናይ እምነት ኣብነት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2001
  • ኣምላኽ “ልዕልቲ” ኢሉ ጸውዓ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2017
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ለካቲት ገጽ 4

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘፍጥረት 15-17

የሆዋ ንስም ኣብራምን ሳራይን ዝቐየሮ ስለምንታይ እዩ፧

17:1, 3-5, 15, 16

ኣብራም ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኣበር ዘይብሉ እዩ ነይሩ። ንኣብራም ቃል ምስ ኣተወሉ፡ ንኣብራምን ንሳራይን ትንቢታዊ ትርጉም ዘለዎ ስማት ቀየረሎም።

ከም ትርጉም ስሞም፡ ኣብርሃም ኣቦ ብዙሓት ኰነ፣ ካብ ሳራ ኸኣ ነገስታት ወጺኦም እዮም።

  • ኣብርሃም።

    ኣብርሃም

    ኣቦ ብዙሓት

  • ሳራ።

    ሳራ

    ልዕልቲ

ስእሊ፦ ሓንቲ መንእሰይ ሓብቲ መንፈሳዊ ዕቤት ትገብር። 1. ትጥመቕ። 2. ኣብቲ ኣብ መንጎ ሰሙን ዚግበር ኣኼባ ኽፍሊ ተቕርብ። 3. ኣብ ኣገልግሎት ንሓንቲ ሰበይቲ ቪድዮ ተርእያ።

ክንውለድ ከለና ዚውሃበና ስም ክንሓሪ ኣይንኽእልን ኢና። ከም ኣብርሃምን ሳራን ግና ጽቡቕ ስም ከነጥሪ ንኽእል ኢና። ንርእስኻ ኸምዚ ኢልካ ሕተታ፦

  • ‘ኣብ ቅድሚ የሆዋ፡ ኣበር ዘይብለይ ክኸውን ዝኽእል ብኸመይ እየ፧’

  • ‘ኣብ ቅድሚ የሆዋ እንታይ ዓይነት ስም እዩ ዘሎኒ፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ