ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ለካቲት ገጽ 8
  • የሆዋ ወትሩ ነቲ ዘተስፈዎ ይፍጽሞ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ወትሩ ነቲ ዘተስፈዎ ይፍጽሞ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣብርሃምን ሳራን ንእምነቶም ክትቀድሓ ትኽእል ኢኻ!
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2004
  • መብጽዓታትካ ክትሕሉ ዘሎካ ስለምንታይ ኢዩ፧
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1999
  • ኣብታ የሆዋ ዘተስፈዋ ሓዳስ ዓለም ዘሎና እምነት ብኸመይ ከነደልድል ንኽእል፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
  • ክትተኣማመነሉ እትኽእል መብጽዓታት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2004
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ለካቲት ገጽ 8
ሳራ ንይስሃቅ ጠኒሳ፣ ሳራ ንይስሃቅ ሒዛ፡ ኣጋርን እስማኤልን ድማ ናብ በረኻ ኪኸዱ ኸለዉ ይርእይዎም።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘፍጥረት 20-21

የሆዋ ወትሩ ነቲ ዘተስፈዎ ይፍጽሞ

21:1-3, 5-7, 10-12, 14

የሆዋ፡ ስለቲ ኣብርሃምን ሳራን ዘርኣይዎ እምነት፡ ወዲ ብምሃብ ባረኾም። እቲ ኣብርሃምን ሳራን ጸኒሖም ኣብ ትሕቲ ፈተና ዘርኣይዎ ተኣዛዝነት፡ ኣብቲ የሆዋ ዘተስፈዎ ተስፋታት ዜደንቕ እምነት ከም ዘለዎም የርኢ።

እቲ ኣብ እዋን ፈተናታት ዘርእዮ ተኣዛዝነት፡ ኣብቲ የሆዋ ንመጻኢ ዘተስፈዎ ተስፋታት እምነት ከም ዘሎኒ ዜርኢ ብኸመይ እዩ፧ እምነተይ ከደልድል ዝኽእልከ ብኸመይ እየ፧

ኣብ ሆስፒታል ዝደቀሰት ሓንቲ ሓብቲ፡ ኣብ ቅድሚ ሰብኣያን ጓላን ብዛዕባ ደም ዘለዋ መትከል ንሓኪማ ትነግሮ።
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ