ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ሚያዝያ ገጽ 5
  • በረኸት ንምርካብ ትቃለስዶ ኣለኻ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • በረኸት ንምርካብ ትቃለስዶ ኣለኻ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • በረኸት የሆዋ ኻብ ልቢ ድለ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
  • ተጊህካ ምጽዓር በረኸት የሆዋ የምጽእ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2002
  • በረኸት የሆዋ ንምርካብ ወትሩ ተቓለስ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)—2016
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ሚያዝያ ገጽ 5

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘፍጥረት 32-33

በረኸት ንምርካብ ትቃለስዶ ኣለኻ፧

32:24-28

በረኸት የሆዋ ምእንቲ ኽንረክብ፡ ኣብ ህይወትና ንረብሓታት መንግስቲ ኣምላኽ ቀዳምነት ንምሃብ ክንጋደል ኣሎና። (1ቈረ 9:26, 27) ክርስትያናዊ ሓላፍነትና ኽንፍጽም ከለና፡ እቲ ብዕድመ ደፊኡ ዝነበረ ያእቆብ ኣብነት ይዀነና እዩ። በረኸት የሆዋ ኽንረክብ ከም እንደሊ፡ በዚ ዚስዕብ ከነርኢ ንኽእል ኢና፦

  • ንኣኼባታት ጉባኤ ጽቡቕ ጌርና ብምድላው

  • ኣብ ኣገልግሎት ኣዘውቲርና ብምክፋል

  • ኣብ ጉባኤ ንዘለዉ ኽንሕግዝ ብምጽዓር

ስእልታት፦ ሓንቲ ስራሕ ዝበዝሓ መንእሰይ ኣደ። 1. መዓልታዊ ንጥፈታታ ቕድሚ ምጅማራ ትጽሊ። 2. ናብ ኣገልግሎት ቅድሚ ምኻዳ፡ ነታ ሕጻን ጓላ ትምግባ። 3. ምስ ክልተ ደቃን ምስ ደቂ ጉባኤኣን ኰይና ኣብ ኣገልግሎት ተሕጒሳ ተገልግል።

ኵነታትካ ኽሳዕ ክንደይ ኣጸጋሚ ይኹን ብዘየገድስ፡ ሓገዝ የሆዋ ንምርካብ ብዘይምቍራጽ ጸሊ፡ ንዕኡ ምእንቲ ኸተገልግሎ ድማ፡ ሓያል ጻዕሪ ግበር።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሐተታ፦ ‘በረኸት የሆዋ ምእንቲ ኽረክብ፡ ኣብ ኣየናይ መዳይ ህይወተይ እየ ሓያል ጻዕሪ ኽገብር ዝኽእል፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ