ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 መስከረም ገጽ 5
  • ካብ ክዳውንቲ ኻህናት እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ካብ ክዳውንቲ ኻህናት እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣብ ግዜ ፈተና ብትሕትና ተመላለስ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
  • ክብረት ብምሕላው ንየሆዋ ኣኽብሮ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • ትሕትና ኣገዳሲት ዝዀነት ስለምንታይ እያ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
  • ዓቕምኻን ቦታኻን ምፍላጥ ሰላም ከም ዝህሉ ዝገብር ባህርይ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2000
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 መስከረም ገጽ 5

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘጸኣት 27-28

ካብ ክዳውንቲ ኻህናት እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧

28:30, 36, 42, 43

እቲ ሊቀ ኻህናትን ሌዋውያንን ነቲ ዝነበሮም ሓላፍነት ዚኸውን ፍሉይ ክዳውንቲ ተኸዲኖም።

እቲ እስራኤላውያን ካህናት ዚኽደንዎ ዝነበሩ ኽዳውንቲ፡ መምርሒ የሆዋ ኽንደልን ቅዱሳት ክንከውንን ትሕትና ኸነርእን ክብረት ክንሕሉን ክሳዕ ክንደይ ኣገዳሲ ኸም ዝዀነ የዘኻኽረና።

  • መምርሒ የሆዋ ብኸመይ ንደሊ፧

  • ቅዱሳት ክንከውን ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧

  • ትሕትና ኸነርእን ክብረትና ኽንሕሉን እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ