ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
በዓላት ንዓና ዘለዎ ትርጉም
ፋስጋን በዓል ቅጫን (ዘሌ 23:5, 6፣ it-1 826-827)
በዓል ሰሙናት (ጰንጠቈስጠ) (ዘሌ 23:15, 16፣ it-2 598 ¶2)
በዓል ዳስ (ዘሌ 23:34፣ w14 15/5 28 ¶11)
ብዛዕባ ጥንታዊ በዓላት ኣይሁድን ብዛዕባ እቲ ተስፋታት የሆዋ ዚፍጸመሉ መገድታትን ከነስተንትን ከለና፡ ‘ንሕጐስ ጥራይ ኢና።’—ዘዳ 16:15።