ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ሕዳር ገጽ 12
  • ትሕትና ኻብ ኵርዓት ትበልጽ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕትና ኻብ ኵርዓት ትበልጽ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “በዚ ሓይልኻ እዚ ኺድ”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ናይ ሓቂ ትሕትና ኣማዕብል
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2005
  • “ትሑት ዝልቡ . . . እየ”
    “ንዓ እውን ሰዓብየይ ኩን”
  • የሱስ ኣርኣያ ትሕትና ሃበ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ሕዳር ገጽ 12

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ትሕትና ኻብ ኵርዓት ትበልጽ

ትሕትና ንጊዴዎን ሰላም ኬስፍን ሓጊዛቶ (መሳ 8:1-3፣ w00 15/8 25 ¶3)

ትሕትና ንጊዴዎን ክብሪ ርእሱ ዘይኰነስ፡ ክብሪ የሆዋ ኬቐድም ሓጊዛቶ (መሳ 8:22, 23፣ w17.01 20 ¶15)

ትዕቢት ኣቢሜሌክ፡ ኣብ ገዛእ ርእሱን ኣብ ካልኦትን ጕድኣት ኣምጺኡ (መሳ 9:1, 2, 5, 22-24፣ w08 15/2 9 ¶9)

ሓደ እተቘጥዐ ብዓል ቤት፡ ኪሰብክዎ ንዝፈተኑ ሰብ ሓዳር ይንድረሎም።

ንእተቘጥዐ ብዓል ቤት ምላሽ ኣብ እንህበሉ እዋን፡ ትሕትና ብኸመይ ክትሕግዘና ትኽእል፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ