ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ ንየሆዋ ልብኻ ብጸሎት ክፈተሉ [መእተዊ 1 ሳሙኤል ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።] ሃና ናብ የሆዋ ነዊሕ ጸሎት ጸልያ (1ሳሙ 1:10, 12, 15፣ ia 55 ¶12) ሃና ንጸገማታ ኣብ ኢድ የሆዋ ሓዲጋቶ (1ሳሙ 1:18፣ w07 15/3 16 ¶4) ልብና ኣብ ቅድሚ የሆዋ እንተ ኣፍሲስና፡ ንሱ ኸም ዜደልድለናን ከም ዚድግፈናን ክንተኣማመን ንኽእል ኢና። —መዝ 55:22፣ 62:8።