ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
ናይ ፈለማ ምብጻሕa
ሕቶ፦ ኣምላኽ ብደረጃ ውልቀ ሰብ ከም ዚሓልየልና ብኸመይ ንፈልጥ፧
ጥቕሲ፦ ማቴ 10:29-31
ንዚቕጽል፦ ኣምላኽ ንጸገማት ክንዋጽኣሉ ብኸመይ ይሕግዘና፧
እዛ ጥቕሲ እዚኣ ኣብ ናውቲ ትምህርቲ እትርከበሉ ቦታ፦
ተመላሊስካ ምብጻሕb
ሕቶ፦ ኣምላኽ ንጸገማት ክንዋጽኣሉ ብኸመይ ይሕግዘና፧
ጥቕሲ፦ ኤር 29:11
ንዚቕጽል፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ኪመርሓና ይኽእል፧
እዛ ጥቕሲ እዚኣ ኣብ ናውቲ ትምህርቲ እትርከበሉ ቦታ፦