ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ሓምለ ገጽ 2
  • ባርዚላይ—ኣብነት ትሕትና

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ባርዚላይ—ኣብነት ትሕትና
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ባርዚላይ ዓቕሙ ዚፈልጥ ሰብኣይ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
  • ኣቱም ብዕድመ ዝደፋእኩም ክርስትያናት፡ የሆዋ ንተኣማንነትኩም ኣኽቢሩ እዩ ዚርእዮ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2018
  • ኣብ ግዜ ፈተና ብትሕትና ተመላለስ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
  • ዓቕምኻን ቦታኻን ምፍላጥ ሰላም ከም ዝህሉ ዝገብር ባህርይ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2000
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ሓምለ ገጽ 2
ባርዚላይ ብንጉስ ዳዊት ንዝቐረበሉ ዕድመ ምቕባል ይኣቢ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ባርዚላይ​—ኣብነት ትሕትና

ባርዚላይ ብንጉስ ዳዊት ፍሉይ ዕድመ ቐሪቡሉ (2ሳሙ 19:32, 33፣ w07 15/7 14 ¶5)

ባርዚላይ ትሑት ስለ ዝነበረ፡ ብኣኽብሮት ነቲ ዝቐረበሉ ዕድመ ኣይተቐበሎን (2ሳሙ 19:34, 35፣ w07 15/7 14 ¶7)

ከም ባርዚላይ ትሑት ኩን (w07 15/7 15 ¶1-2)

ትሕትና ዓቕምና ኽንፈልጥ ትሕግዘና እያ። ንየሆዋ ምእንቲ ኸነሐጕሶ ትሑታት ክንከውን ኣሎና። (ሚክ 6:8) እዛ ባህሪ እዚኣ ብኸመይ እያ እትጠቕመና፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ