ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 መስከረም ገጽ 15
  • ትንሳኤ ኽሳዕ ዚኸውን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትንሳኤ ኽሳዕ ዚኸውን
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • እትፈትዎ ሰብካ ምስ ዚመውት
    ተወሳኺ ርእሰ ነገራት
  • እቲ ኣብ ቱሪን ዘሎ መግነዝ፡ የሱስ እተገንዘሉ ድዩ፧
    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
  • ትንሳኤ—ንዓኻውን ዚትንክፈካ ትምህርቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2005
  • ተስፋ ትንሳኤ ንዓኻ እንታይ ትርጕም ኣለዎ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2005
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 መስከረም ገጽ 15
ኣብ ገነት፡ ሓንቲ ኣደ ንዝተንስአት ጓላ ትሓቘፋ።

ክርስትያናዊ ህይወት

ትንሳኤ ኽሳዕ ዚኸውን

እንፈትዎ ሰብና ምስ ዚሞተና፡ ተስፋ ትንሳኤ የጸናንዓና እዩ። ይኹን እምበር፡ ሓጢኣትን ሞትን ከም መግነዝ ዓቕልና ኣጽቢቡልና እዩ ዘሎ። (ኢሳ 25:7, 8) ‘ኵሉ ፍጥረት ብሓባር ዜስቈርቍረሉን ዚሳቐየሉን’ ዘሎ ሓደ ምኽንያት ከኣ እዚ እዩ። (ሮሜ 8:22) ትንሳኤ ኽሳዕ ዚኸውን ንሞት ሰብና ኽንጻወር እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ ኣብ ቃል ኣምላኽ ኪሕግዘና ዚኽእል ስርዓታት ንረክብ ኢና።

ነታ እትፈትዎ ሰብካ ምስ ዚመውት ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ዳንየልን ማሳሂሮን ዮሺማን እንታይ ዓይነት ስቓይ እዮም ኣሕሊፎም፧

  • እተን ሓሙሽተ ግብራዊ ሓሳባት ዝሓገዛኦም ብኸመይ እየን፧

  • እቲ ዝበለጸ ምንጪ ምጽንናዕ መን እዩ፧—2ቈረ 1:3, 4

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ