ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 መስከረም ገጽ 16
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንምጅማር ዚግበር ወፈራ (1-30 መስከረም)
  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ
  • ተመላሊስካ ምብጻሕ
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 መስከረም ገጽ 16
ስእልታት፦ 1. ሰብ ሓዳር ኣብ ገዛኡ ንዝረኸብዎ ሰብኣይ ብሮሹር “ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!” የበርክትሉ። 2. ሓንቲ ሓብቲ ንሓንቲ ሰበይቲ ብብሮሹር ገይራ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ትመርሓላ። 3. ሓደ ሓው ብመጽሓፍ “ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!” ንሓደ ተቐባል ገንዘብ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ይመርሓሉ።

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንምጅማር ዚግበር ወፈራ (1-30 መስከረም)

ሕቶ፦ ንዘለኣለም ምንባር ይከኣል ድዩ፧

ጥቕሲ፦ መዝ 37:29

ንዚቕጽል፦ ነቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዚብሎ ብሓቂ ኽንኣምኖ ንኽእልዶ፧

ናይ ፈለማ ምብጻሕ

ሕቶ፦ ንመዓልታዊ ህይወትና ዚኸውን ግብራዊ ምኽሪ ኻበይ ክንረክብ ንኽእል፧

ጥቕሲ፦ 2ጢሞ 3:16, 17

ንዚቕጽል፦ ንመጽሓፍ ቅዱስ ክትኣምኖ እትኽእል ስለምንታይ ኢኻ፧

ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ ንመጽሓፍ ቅዱስ ክትኣምኖ እትኽእል ስለምንታይ ኢኻ፧

ጥቕሲ፦ እዮ 26:7

ንዚቕጽል፦ ገለ ኻብቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምልሶ ሕቶታት እንታይ እዩ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ