ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ሕዳር ገጽ 4
  • የሆዋ ዘይተጸበይዎ ገይሩ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ዘይተጸበይዎ ገይሩ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ህርፋን ስልጣን ዝነበራ እክይቲ ሰበይቲ ተቐጺዓ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ትዕግስቲ የሆዋ ደረት ኣለዎ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ካብቶም ምሳታቶም ዘለዉስ ምሳና ዘለዉ ይበዝሑ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ንናይ ህጹጽነት ስምዒትካ ዓቅቦ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ሕዳር ገጽ 4

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

የሆዋ ዘይተጸበይዎ ገይሩ

የሆዋ ብርቱዕ ጥሜት ኣብ ዝነበረሉ እዋን፡ ንጽብሒቱ ኣኺሉ ዚተርፍ ምግቢ ኸም ዚህሉ ተዛሪቡ (2ነገ 7:1፣ it-1 716-717)

ሓደ እስራኤላዊ ብዓል ስልጣን ብዛዕባ እቲ የሆዋ ዝኣተዎ ቓል ተጠራጢሩ (2ነገ 7:2)

የሆዋ ዘይተጸበይዎ ገይሩ (2ነገ 7:6, 7, 16-18)

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዝዀኑ ሰብ ሓዳር ኣብ ካፈ፡ መራሕቲ ሃገራት ተኣኪቦም ዜርኢ ዜና ይርእዩ። ኵሎም እቶም ኣብታ ካፈ ዘለዉ ሰባት ድማ በቲ ዜና ተመሲጦም።

የሆዋ ጥፍኣት እዚ ስርዓት እዚ፡ ከይተሓስበ ብሃንደበት ከም ዚኸውን ተዛሪቡ እዩ። (1ተሰ 5:2, 3) ኣብ ቃል የሆዋ እምነት ከነሕድር ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ