ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ሕዳር ገጽ 7
  • “ብዘላ ቤት ኣከኣብ . . . ክትጠፍእ እያ”—2ነገ 9:8

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ብዘላ ቤት ኣከኣብ . . . ክትጠፍእ እያ”—2ነገ 9:8
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሓንቲ እክይቲ ንግስቲ ተቐጽዐት
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • ሀ6-ሀ ሰሌዳ፦ ኣብ ይሁዳን እስራኤልን ዝነበሩ ነብያትን ነገስታትን (1ይ ክፋል)
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • ኢዛቤል—እክይቲ ንግስቲ
    መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት
  • ህርፋን ስልጣን ዝነበራ እክይቲ ሰበይቲ ተቐጺዓ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ሕዳር ገጽ 7

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

“ብዘላ ቤት ኣከኣብ . . . ክትጠፍእ እያ”—2ነገ 9:8

“ብዘላ ቤት ኣከኣብ . . . ክትጠፍእ እያ።” ሰሌዳ ግዜ ቤት ኣከኣብ።

መንግስቲ ይሁዳ

ዮሳፋጥ ነገሰ

ከ. 911 ቅ.ክ.፦ ዮራም (ወዲ ዮሳፋጥ፣ ሰብኣይ ዓታልያ—ጓል ኣከኣብን ኢዛቤልን) በይኑ ኺገዝእ ጀመረ

ከ. 906 ቅ.ክ.፦ ኣሓዝያ (ወዲ ጓል ኣከኣብን ኢዛቤልን) ነገሰ

ከ. 905 ቅ.ክ.፦ ዓታልያ ንዅሎም ዘርኢ ንጉስ ቀቲላ፡ ዝፋን መንዝዐት። የሆያዳ እቲ ሊቐ ኻህናት ንወዲ ወዳ ዮኣስ ካብኣ ሓቢእዎ ስለ ዝነበረ፡ ንሱ ጥራይ እዩ ተሪፉ ነይሩ።—2ነገ 11:1-3

898 ቅ.ክ.፦ ዮኣስ ነገሰ። ንግስቲ ዓታልያ ብሊቀ ኻህናት የሆያዳ ተቐትለት።—2ነገ 11:4-16

መንግስቲ እስራኤል

ከ. 920 ቅ.ክ.፦ ኣሓዝያ (ወዲ ኣከኣብን ኢዛቤልን) ነገሰ

ከ. 917 ቅ.ክ.፦ ዮራም (ወዲ ኣከኣብን ኢዛቤልን) ነገሰ

ከ. 905 ቅ.ክ.፦ የሁ ነቲ ንጉስ እስራኤል ዝነበረ ዮራምን ኣሕዋቱን፣ ንኣደ ዮራም (ኢዛቤል)፣ ነቲ ንጉስ ይሁዳ ዝነበረ ኣሓዝያን ኣሕዋቱን ቀተሎም።—2ነገ 9:14-10:17

ከ. 904 ቅ.ክ.፦ የሁ ንጉስ ኰይኑ ኺገዝእ ጀመረ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ