ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 መጋቢት ገጽ 8-9
  • መደብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ በዓል ዝኽሪ 2023

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ በዓል ዝኽሪ 2023
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ረቡዕ 29 መጋቢት
  • ሓሙስ 30 መጋቢት
  • ዓርቢ 31 መጋቢት
  • ቀዳም 1 ሚያዝያ
  • ሰንበት 2 ሚያዝያ
  • ሰኑይ 3 ሚያዝያ
  • ሰሉስ 4 ሚያዝያ
  • በዓል ዝኽሪ (ድሕሪ ጸሓይ ዕራርቦ)
  • ረቡዕ 5 ሚያዝያ
  • ሓሙስ 6 ሚያዝያ
  • ዓርቢ 7 ሚያዝያ
  • ናይ በዓል ዝኽሪ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ መደብ 2022
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • መደብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ በዓል ዝኽሪ 2025
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2025
  • መደብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ በዓል ዝኽሪ 2024
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2024
  • ለ12-ለ የሱስ ኣብ ምድሪ ዝነበረሉ ናይ መወዳእታ ሰሙን (2ይ ክፋል)
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 መጋቢት ገጽ 8-9
የሱስ ጕንዲ ስቅያቱ ተሰኪሙ።

መደብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ በዓል ዝኽሪ 2023

ረቡዕ 29 መጋቢት

ጸሓይ ብራቕ

ጸሓይ ዕራርቦ (8 ኒሳን ዚጅምር)

ሓሙስ 30 መጋቢት

የሱስ ኣብ ሰደቓ ተደጊፉ ኸሎ፡ ማርያም ኣብ ርእሱ ቕዱይ ቅብኢ ተፍስሰሉ።

ጸሓይ ብራቕ

ጸሓይ ዕራርቦ (9 ኒሳን ዚጅምር)

የሱስ—መገዲ፡ ምዕ. 101

ዓርቢ 31 መጋቢት

የሱስ ኣብ ጻዕብ ኣድጊ ተወጢሑ፡ ሕጉሳት ህዝቢ ድማ ክዳውንትን ጨናፍር ስየን ኣብ መገዲ የንጽፍሉ።

ጸሓይ ብራቕ

የሱስ—መገዲ፡ ምዕ. 102

ጸሓይ ዕራርቦ (10 ኒሳን ዚጅምር)

ቀዳም 1 ሚያዝያ

የሱስ ኣብ ቤተ መቕደስ ንሰደቓታት ኣሽረፍቲ ይገለባብጥ።

ጸሓይ ብራቕ

የሱስ—መገዲ፡ ምዕ. 103-104

ጸሓይ ዕራርቦ (11 ኒሳን ዚጅምር)

ሰንበት 2 ሚያዝያ

ሓንቲ ድኻ መበለት ኣብቲ ኣብ ቤተ መቕደስ ዝነበረ ሳጹን ምጽዋት ክልተ ሰናቲም ከተውድቕ ከላ የሱስን ሃዋርያቱን ይርእይዋ።

ጸሓይ ብራቕ

የሱስ—መገዲ፡ ምዕ. 105-114

ጸሓይ ዕራርቦ (12 ኒሳን ዚጅምር)

ሰኑይ 3 ሚያዝያ

ይሁዳ ኣስቆሮታዊ ምስቶም መራሕቲ ሃይማኖት ኰይኑ ውዲት ይኣልም። ብሩር ድማ ኣብ ባይታ ፋሕ ኢሉ።

ጸሓይ ብራቕ

የሱስ—መገዲ፡ ምዕ. 115

ጸሓይ ዕራርቦ (13 ኒሳን ዚጅምር)

ሰሉስ 4 ሚያዝያ

በዓል ዝኽሪ (ድሕሪ ጸሓይ ዕራርቦ)

የሱስን እቶም እሙናት ሃዋርያቱን ኣብ ድራር ጐይታ ኣብ መኣዲ ተቐሚጦም።

ጸሓይ ብራቕ

ጸሓይ ዕራርቦ (14 ኒሳን ዚጅምር)

የሱስ—መገዲ፡ ምዕ. 116-126

ረቡዕ 5 ሚያዝያ

የሱስ ኣብ ጥቓ ሓደ ገበነኛ ኣብ ጕንዲ ስቅያት ተሰቒሉ።

ጸሓይ ብራቕ

የሱስ—መገዲ፡ ምዕ. 127-133

ጸሓይ ዕራርቦ (15 ኒሳን ዚጅምር)

ሓሙስ 6 ሚያዝያ

መራሕቲ ሃይማኖት ንጲላጦስ ይሕትትዎ።

ጸሓይ ብራቕ

ጸሓይ ዕራርቦ (16 ኒሳን ዚጅምር)

ዓርቢ 7 ሚያዝያ

ሰለስተ ኣንስቲ ናብቲ ጥራሑ ዝነበረ መቓብር የሱስ ይጥምታ።

ጸሓይ ብራቕ

የሱስ—መገዲ፡ ምዕ. 134-135

ጸሓይ ዕራርቦ (17 ኒሳን ዚጅምር)

ንየሩሳሌምን ንኸባቢኣን ዜርኢ ካርታ። ስማት ፍሉጥን ኪኸውን ዚኽእልን ቦታታት። 1. ቤተ መቕደስ። 2. ስፍራ ኣታኽልቲ ጌተሴማኔ። 3. ቤተ መንግስቲ ሹም። 4. ቤት ቀያፋ። 5. ቤተ መንግስቲ ሄሮድስ ኣንቲጳስ። 6. ሓጽቢ ቤት-ዛታ። 7. ሓጽቢ ሰሊሆም። 8. ኣዳራሽ እቲ ዋዕላ። 9. ጐልጎታ። 10. ኣከልደማ።
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ