ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ሓምለ ገጽ 2
  • ‘ነቲ ዕዮ ዕንቅፋት ኣይትኹኑ’

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ‘ነቲ ዕዮ ዕንቅፋት ኣይትኹኑ’
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ትዝክሮዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2022
  • የሆዋ ኺጥቀመልካ ፍቐደሉ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ኣብ የሆዋ ተወከል—መዓስ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ንክርስትያናት ብጾትካ ኣይትጠንጥኖም
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ሓምለ ገጽ 2

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

‘ነቲ ዕዮ ዕንቅፋት ኣይትኹኑ’

እቲ ሊቐ ኻህናት እያሱን እቲ ኣመሓዳሪ ዘሩባቤልን እገዳ እናሃለወ ኽነሱ፡ ነታ ቤተ መቕደስ ዳግም ንምህናጽ መሪሕነት ወሰዱ (እዝ 5:1, 2፣ w22.03 17 ¶13)

እቶም ተጻረርቲ እቲ ዕዮ ኺዕየ መን ከም ዝፈቐደ ምስ ሓተቱ፡ ኣይሁዳውያን ነቲ ቂሮስ ዘውጽኦ ኣዋጅ ጠቐሱሎም (እዝ 5:3, 17፣ w86 1/2 29፡ ሳጹን ¶2-3)

እቲ ንጉስ ነቲ ኣቐዲሙ ዝወጸ ኣዋጅ ኪቕጽልን እቶም ተጻረርቲ ነቲ ዕዮ ኸይዓናቑፉን ኣዘዘ (እዝ 6:7, 8፣ w22.03 15 ¶7)

ሓንቲ ሓብቲ፡ መደብ ፈነወ JW እናረኣየት፡ ዘሩባቤልን እያሱን ቤተ መቕደስ ንዚሃንጹ እስራኤላውያን ብጾቶም ኪመርሑ ኸለዉ ብኣእምሮኣ ትስእል።

ንምስትንታን ዚኸውን፦ እዚ ጸብጻብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ የሆዋ በቶም መሪሕነት ኪህቡ ዝሸሞም ሰባት ዚውሃበና መምርሒ ዋላ እኳ ምሉእ ብምሉእ እንተ ዘይተረድኣና ኽንእዘዝ ዚሕግዘና ብኸመይ እዩ፧—w22.03 18 ¶16።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ