ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ሕዳር ገጽ 14
  • እዮብ ስነ ምግባራዊ ንጽህናኡ ዝሓለወ ብኸመይ እዩ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • እዮብ ስነ ምግባራዊ ንጽህናኡ ዝሓለወ ብኸመይ እዩ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መአረምታ እተቐበለ ኣብነታዊ ሰብኣይ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2000
  • “ብየሆዋ ተስፋ ግበር”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2022
  • እዮብ ንስም የሆዋ ልዕል ኣበለ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • “ንጽህናይ ኣይሓድግን እየ!”
    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ሕዳር ገጽ 14

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

እዮብ ስነ ምግባራዊ ንጽህናኡ ዝሓለወ ብኸመይ እዩ፧

እዮብ ምስ ኣዒንቱ ኺዳን ተኣታተወ (እዮ 31:1፣ w10 15/4 21 ¶8)

እዮብ ንሳዕቤን ኣበሳ ሓሲብሉ (እዮ 31:2, 3፣ w08 1/9 11 ¶3)

እዮብ፡ የሆዋ ንኣካይዳኡ ኸም ዚዕዘቦ ዘኪሩ (እዮ 31:4፣ w10 15/11 5-6 ¶15-16)

ሓደ ሓው ኣብ ላፕቶፕ ኮምፕዩተሩ ዜፈንፍን ነገር ከይርኢ ብቕጽበት ገጹ ናብ ካልእ ብምግባር ብኡብኡ ይዓጽዋ።

ንጹህ ምዃን ኪብሃል ከሎ፡ ውሽጣውን ደጋውን ንጽህና የመልክት። ልብና እውን ከይተረፈ ንጹህ ኪኸውን ንደልዮ ኢና።—ማቴ 5:28።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ