ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ijwfq ዓንቀጽ 7
  • ናይ የሆዋ መሰኻኽር ክርስትያናት ድዮም፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ናይ የሆዋ መሰኻኽር ክርስትያናት ድዮም፧
  • ብዛዕባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብተደጋጋሚ ዚሕተት ሕቶታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ናይ የሆዋ መሰኻኽር እንታይ ኢዮም ዝኣምኑ?
    ናይ የሆዋ መሰኻኽር እንታይ ኢዮም ዝኣምኑ?
  • ብዛዕባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር እንታይ ትፈልጥ፧
    ንቕሑ!—2016
  • ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብየሱስ ይኣምኑ ድዮም፧
    ብዛዕባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብተደጋጋሚ ዚሕተት ሕቶታት
  • ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ንሳቶም ጥራይ ከም ዚድሕኑ ድዮም ዚኣምኑ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
ዝያዳ ርአ
ብዛዕባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብተደጋጋሚ ዚሕተት ሕቶታት
ijwfq ዓንቀጽ 7
ሓንቲ ሰበይቲ መጽሓፍ ቅዱስ ተጽንዕ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ክርስትያናት ድዮም፧

እወ፡ ክርስትያናት ኢና። ከምኡ እንብለሉ ምኽንያታት ድማ እንሆ፦

  • ንትምህርትታት የሱስ ክርስቶስ ጠቢቕና ንስዕብ፡ ንባህርያቱ ድማ ንቐድሖ ኢና።—1 ጴጥሮስ 2:21።

  • የሱስ ቀንዲ መገዲ ድሕነት ምዃኑ ንኣምን ኢና። ከመይሲ፡ “ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን።”—ግብሪ ሃዋርያት 4:12።

  • ሰባት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኪዀኑ ኸለዉ፡ ብስም የሱስ እዮም ዚጥመቑ።—ማቴዎስ 28:18, 19።

  • ጸሎትና ብስም የሱስ ኢና እነቕርብ።—ዮሃንስ 15:16።

  • የሱስ፡ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ሰብ ስልጣን እተዋህቦ ርእሲ ኸም ዘለዎ ንኣምን ኢና።—1 ቈረንቶስ 11:3።

እንተዀነ ግና፡ ክርስትያን ካብ ዚብሃሉ ኻልኦት ሃይማኖታት ዚፈልየና ብዙሕ ነገራት ኣሎ። ንኣብነት፡ የሱስ ወዲ ኣምላኽ እምበር፡ ክፍሊ ስላሴ ምዃኑ መጽሓፍ ቅዱስ ከም ዘይምህር ንኣምን ኢና። (ማርቆስ 12:29) ነፍሲ ኸም ዘይትመውት፡ እቲ ‘ኣምላኽ ንሰባት ኣብ ሲኦል ንዘለኣለም የስቕዮም እዩ’ ዚብል ትምህርቲ ቅዱስ ጽሑፋዊ ኸም ዝዀነ፡ ከምኡ እውን እቶም ንሃይማኖታዊ ንጥፈታት ዚመርሑ ሰባት፡ ካብ ካልኦት ንላዕሊ ኽብ ዜብሎም መዓርጋት ኪውሃቦም ከም ዘለዎ ኣይንኣምን ኢና።—መክ. 9:5፣ ህዝ. 18:4፣ ማቴ. 23:8-10።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ