ተወሳኺ ሓበሬታ ^ [2] (ሕጡብ ጽሑፍ 15) ግብሪ ሃዋርያት 2:33፡ የሱስ ኣብ ምቕባእ ከም ዚሳተፍ ትገልጽ እኳ እንት ዀነት፡ ምንጪ እቲ ጽውዓ ግና ካብ የሆዋ እዩ።