እግረ ጽሑፍ a ዝርዝር መግለጺ እንተድኣ ደሊኻ ነታ ራእይ—እቲ ዓቢ ፍጻሜኡ ቀሪቡ! ዘርእስታ ብማሕበር ግምቢ ዘብዐኛ መጽሓፍ ቅዱስን ትራክትን ትካል ኒው ዮርክ እተሓትመት መጽሓፍ ርአ።