እግረ ጽሑፍ
b ተመራመርቲ ስነ ፍልጠት፡ ሰለስተ እተፈላለየ ጅር ዘለዎም ዓሳ ኣንበሪ ራይት ከም ዘለዉ እዮም ዚገልጹ። ብዘይካ እቶም ኣብ ደቡባዊ ንፍቀ ኽቢ ዚርከቡ ዩባሌና ኣውስትራሊስ፡ ኣብ ሰሜናዊ ንፍቀ ኽቢ ዩባሌና ግላሲያሊስን ዩባሌና ጃፖኒካን ዚብሃሉ ዓይነት እውን ኣለዉ።