እግረ ጽሑፍ a መጽሓፍ ቅዱስ ብምሳልያዊ ቛንቛ፡ ንኣምላኽ ፍሽኽ ከም ዚብል ገይሩ ገሊጽዎ ኣሎ። መዝሙር 119:135፡ “ንጊልያኻ ገጽካ ኣብርሃሉ” ትብል፣ እዚ ማለት እውን ሞገስካ ኣርእዮ ማለት እዩ።