እግረ ጽሑፍ
a ነቲ ንመሞቕን ንመዝሓልን ዚኸውን ናውቲ ብጥንቃቕ ምእንቲ ኽትጥቀመሉ፡ ነቲ ምስኡ ዚመጽእ መምርሒታት ብጥንቃቐ ስዓቦ። ንኣብነት፡ ገሊኡ መሳርሒታት ክትጥቀም ከለኻ፡ ኣብ ክፍልኻ ጽሩይ ኣየር ኪህሉ ናይ ግድን ስለ ዝዀነ፡ ማዕጾኻ ወይ መስኰትካ ኽትከፍቶ የድልየካ ይኸውን።