እግረ ጽሑፍ a እታ “ሓጢኣት” እትብል ቃል ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ንግጉይ ተግባራት ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኵሎም ሰባት ንዝወረስዎ ዅነት ወይ ነገር እውን ተመልክት እያ።