እግረ ጽሑፍ
a ገሊኡ መጽሓፍ ቅዱሳት ኣብ ክንዲ “ኣገባብ:” “ዓለም” ዝብል ቃል ኢዩ ዝጥቀም: ናይ ዳብሊው ኢ. ቫይን ኤክስፖዚተሪ ዲክሸነሪ ኦፍ ኒው ተስታመንት ወርድስ እታ ኣኢ·ኦንʹ እትብል ናይ ግሪኽ ቃል “ንውሓቱ ዘይተወሰነ መዋእል: ወይ ከኣ ምስቲ ኣብቲ መዋእል እቲ ዝፍጸም ነገራት ኣተሓሒዝካ ዝርአ እዋን ኢያ እተመልክት” ይብል። ናይ ፓርክሩስትስ ግሪክ ኤንድ ኢንግሊሽ ለክሲኮን ቱ ዘ ኒው ተስታመንት (ገጽ 17) ነታ ኣብ እብራውያን 1:2 ዘላ ኣኢ·ኦʹነስ (ንብዙሕ እተመልክት) እትብል ቃል ክትንትና ኸሎ ነቲ “እዚ ኣገባብ እዚ” ዝብል መግለጺ ይሕውስ ኢዩ። ስለዚ እቲ “ኣገባብ” ዝብል ኣተረጓጕማ ምስቲ ቦኽሪ ናይ ግሪኽ ጽሑፍ ዝሰማማዕ ኢዩ።