እግረ ጽሑፍ
a እታ ኣብዚ “ይጠብቕ” ተባሂላ ተተርጒማ ዘላ ዳ· ቫክ ʹ እትብል ናይ እብራይስጢ ቃል “ምስ ሓደ ሰብ ብምፍታውን ተኣማንነትን ምልጋብ ዝብል ትርጕም እተስምዕ ኢያ።”4 እታ ኣብ ማቴዎስ 19:5 “ይጣበቕ” ተባሂላ ተተርጒማ ዘላ ቃል: ብግሪኽ ምስታ “ምልጋብ” “ምትሕሓዝ” “ኣጸቢቕካ ብሓንሳብ ምሕባር” ዝብል ትርጕም ዘለዋ ቃል እተዛመደት ኢያ።5