እግረ ጽሑፍ
b ኣብ ግዜ መጽሓፍ ቅዱስ: እታ “ሸቦጥ” (እብራይስጢ ሸ ʹቨት) እትብል ቃል: ከምቲ ጓሳ ዝጥቀመሉ “ስላዕ” ወይ “በትሪ” ማለት ኢያ።10 ኣብዚ ትሕዝቶ እዚ እታ ናይ ስልጣን ሸቦጥ ንሓደ ሕማቕ ዝዀነ ጭከና ዘይኰነስ ፍቕራዊ መምርሒ እተስምዕ ኢያ።—ምስ መዝሙር 23:4 ኣረኣእዮ።