እግረ ጽሑፍ b ንመጽሓፍ ቅዱስ በብኣርእስቲ ንኸጽንዕዎ ንብዙሓት ሰባት ዝሓገዘት እታ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተሓትመት መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ መጽሓፍ ኢያ።