እግረ ጽሑፍ b ኢል-ኣማርና ፍርስራስ ናይታ ኣብ መበል 14 ክፍለ-ዘበን ቅ.ኣ.ዘ. ከም እተሃንጸት ዝንገረላ ኣክቴተን እትበሃል ናይ ግብጺ ከተማ ዝርከበሉ ቦታ ኢዩ።