እግረ ጽሑፍ a ገሊኦም እቲ ከም መስራቲ ሃጸያዊ ግዝኣት ባቢሎን ገይርካ ዝሕሰብ ዝነበረ ማርዱክ ነቲ ዝምለኽ ዝነበረ ኒምሮድ ከም ዘመልክት ኢዮም ዝኣምኑ። እዚ ግን ክረጋገጽ ኣይተኻእለን።