እግረ ጽሑፍ
b “ቤልጥሻጽር” ትርጕሙ “ንህይወት ንጉስ ተኸላኸል” ማለት ኢዩ። “ሲድራቕ” ከኣ “ትእዛዝ ኣኩ”—ናይ ሳመሪያን ናይ ወርሒ ኣምላኽ—ማለት ክኸውን ይኽእል ኢዩ። “ሚሳቕ” እውን ንናይ ሳመሪያን ኣምላኽ ዘመልክት ክኸውን ይኽእል ኢዩ። “ዓብድ-ኔጎ” ድማ “ኣገልጋሊ ኔጎ” ወይ ኔቦ ማለት ኢዩ።