እግረ ጽሑፍ c ገለ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ምሁራት ነቲ እዚ ዘይበሃል ግዝፊ ናይቲ ምስሊ ኣብ ግምት ብምእታው ካብ ዕንጨይቲ ተሰሪሑ ብወርቂ እተለበጠ ነይሩ ክኸውን ኣለዎ ይብሉ።