እግረ ጽሑፍ d እታ “ከሰስዎም” ተባሂላ ተተርጒማ ዘላ ናይ ኣረማይስጢ ኣገላልጻ: ናይ ሓደ ሰብ ‘ስጋ ምምንጫት’ ወይ ብምሳልያዊ ኣዘራርባ ብዛዕባ ካልእ ሰብ ክፉእ ብምዝራብ ስጋኡ ምሕያኽ ማለት ኢያ።