እግረ ጽሑፍ
a ንኣብነት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣምላኽ ገጽ፡ ዓይኒ፡ እዝኒ፡ ኣፍንጫ፡ ኣፍ፡ ኢድ፡ እግሪ ኸም ዘለዎ ይዛረብ እዩ። (መዝሙር 18:15፣ 27:8፣ 44:3፣ ኢሳይያስ 60:13፣ ማቴዎስ 4:4፣ 1 ጴጥሮስ 3:12) ልክዕ ከምቲ ንየሆዋ ንምምልካት ተዋሂቡ ዘሎ “ኸውሒ” ወይ “ዋልታ” ዚብል መግለጺታት ቃል ብቓሉ ዘይንወስዶ፡ ነዚ እውን ቃል ብቓሉ ኣይኰንናን እንወስዶ።—ዘዳግም 32:4፣ መዝሙር 84:11።