እግረ ጽሑፍ a ኣብ ምዕራፍ 1፡ ደድሕሪ እታ “ንኽትምርዖ ተዳሊኻ ዲኻ፧” እትብል ንኡስ ኣርእስቲ ዘሎ ሕቶታት ብምምርማር፡ ብዛዕባ ርእስኻ ዝያዳ ኽትፈልጥ ትኽእል ኢኻ።