እግረ ጽሑፍ b ወለድኻ ወይ ከም ክርስትያን ሽማግለታት ዝኣመሰሉ ኻልኦት ዓበይቲ ሰባት ኪሕግዙኻ ይኽእሉ እዮም። መንእሰያት ኣብ ዝነበሩሉ እዋን ተመሳሳሊ ዜጕሂ ተመክሮታት ኣሕሊፎም ኪዀኑ ይኽእሉ እዮም።