እግረ ጽሑፍ a እዛ ምዕራፍ እዚኣ፡ ኣብቲ ምእንቲ ክርስትያናት ብጾትና እተገብረ ዕዮ ረድኤት እያ እተተኵር። ኣብ ብዙሕ ኣጋጣሚታት ግና፡ ዕዮ ረድኤትና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንዘይኰኑ እውን ይጠቅም እዩ።—ገላ. 6:10።