እግረ ጽሑፍ a ስም የሆዋ ኣብ ገሊኡ ትርጉማት መጽሓፍ ቅዱስ ኣይርከብን እዩ። ብዛዕባ ትርጉምን ኣደማምጻን ስም ኣምላኽ ዝያዳ ሓበሬታ ኽትረክብ እንተ ደሊኻ፡ ተወሳኺ ሓበሬታ 1 ርአ።