እግረ ጽሑፍ a እታ መንፈሳዊት ቤተ መቕደስ ነቲ የሆዋ ብመሰረት መስዋእታዊ በጃ የሱስ ክርስቶስ ንንጹህ ኣምልኾ ዝገበሮ መሰናድዎ ተመልክት። ህልውናኣ ኸኣ ብ29 ድ.ክ. ከም ዝጀመረ ኢና እንግንዘብ።