እግረ ጽሑፍ
b ደያውያን: ኣምላኽ ልክዕ ከም ሓደ ሰራሕ ሰዓት: ነቲ ፍጥረቱ ኣዳልዩ ከም ዝዓዩ ምስ ገበሮ: ድሕሪኡ ከም ዘየእትዎ ዝባኑ ሂብዎ: ኢዮም ዝብሉ። ብመሰረት እቲ ዘ ሞደርን ሄሪተጅ እተባህለ መጽሓፍ: ደያውያን “ኢዘሀርነት: ካብ ቅብጸተ–ተስፋ ዝተወልደ ጌጋ ኢዩ: እንተኾነ ግን እቲ መላኺ መዋቕር ናይ ካቶሊካዊት ቤተ–ክርስትያንን ድርቅናን ዘይምጽዋርን ናይቲ ሰረተ–እምነታት እውን ዝገደደ ዘጉሂ ኢዩ ኢሎም ኢዮም ዝኣምኑ።”