እግረ ጽሑፍ
a ብመሰረት ሕጊ ሙሴ ሓደ ሰራቒ ዕጽፊ: ኣርባዕተ ዕጽፊ: ወይ ሓሙሽተ ዕጽፊ ክኸፍል ይሕተት ነበረ። (ዘጸኣት 22:1-4) እታ “ሾብዓተ ኢድ” እትብል መግለጺት ምሉእ መቕጻዕቲ እተመልክት ኢያ: እዚ ድማ ካብቲ ዝሰረቖ ኣዝዩ እተዓጻጸፈ ክኸውን ይኽእል ኢዩ።